
ቤት-ጽሕፈት ቆልዑ፡መንእሰያትን ስድራ-ቤታትን(Bufdir) ብዛዕባ 18 ዓመት ድሕሪ ምምላእካ ብባርነቫርነ ክሳብ 25 ዓመት ትመልእ ክግበረልካ ዝኽእል ሓገዛት ጽቡቕ ሓበሬታ ኣሎዎም፡ ከምኡ`ውን ብዛዕባ መንእሰያት ክረኽቡዎ ዝኽእሉ ሓገዛትን። ከም መንእሰይ ሓገዝ ክግበረልካ ትደሊ ዲኻ ኣይትደልን ባዕልኻ ክትውስኖ ትኽእል ኢኻ።
Tተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብዚ ጠውቕ
Tተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብዚ ጠውቕ